ሓሙስ, 29 ሓምለ 2010
መንእሰይ ዮሃንስ መዝገበ ኣብ ተበግሶ ፕረዚደንት ኦባማ ክሳተፍ'ዩ
ፕረዚደንት ኦባማ ነቲ ዝጀመርዎ ከየቓርፅዎ ክሓትት'የ'ውን ይብል
ስእሊ US Embassy
መናእሰይ መራሕቲ ኢትዮጵያ ምስ ኣምባሳደር ኢ ቡዝ
ኣርባዕተ ኢትዮዽያውያን መናእሰይ፣ዝመፅእ ሰሙን ኣብ‘ቲ ፕረዚደንት በራክ ኦባማ ምስ 120 ኣፍሪቃውያን መናእሰይ ዝራኸብሉ መድረኽ መፃኢት ኣፍሪቃ ንክሳተፉ ናብ ዋሽንግተን ዲሲ ክመፁ‘ዮም።ካብኦም ሓደ መንእሰይ ዮሃንስ መዝገበ‘ዩ።
መንእሰይ ዮሃንስ ኣብ'ዚ እዋን'ዚ ምክትል ኣቦ-መንበር ማሕበር መናእሰይ ፓን ኣፍሪቃ'ውን'ዩ።ንሱ ምስ ቪኦኤ ኣብ ዘካየዶ ቃለ-ምልልስ፡መራሕቲ መናእሰይ ኣፍሪቃ ስሙር መርገፂ ሒዞም ናብ ዋዕላ ዋሽንግተን ዲ-ሲ ንክመፁን ምስ ፕረዚደንት ኦባማ ንክዘራረቡን ዛጊድ ፃዕሪ ጀሚረ'ለኹ ይብል።
Audio Archive>>
www.voanews.com
VOA 60 - Africa
To view our site properly you may need to install the Geez font : Download Now
If you are still having problems viewing our site you may need to change your browser settings. FAQ: Update Browser Settings