ሶኒይ, 30 ነሓሰ 2010
ኣብ ኤርትራ ክካየድ ዝቐነየ ውድድር ሲካፋ ብዓወት ኡጋንዳ ተዛዚሙ
ኤርትራ ካልይቲ ኾይና ነቲ ፀወታ ፈፂማ’ላ
ኣብ ኤርትራ ክካየድ ዝቐነየ ውድድር ሲካፍ ማለት ውድድር ኩዕሶ እግሪ ማእኸላይን ምብራቅን ኣፍሪቃ ትሕቲ 20 ዓመት ዝዕድሚኦም ብቀዳም ተዛዚሙ’ሎ።
ናብ ናይ መዛዘሚ ውድድር ዝበቅዓ ኤርትራን ኡጋንዳን ተጋጢመን፡ ኡጋንዳ ብፍፁም ቅላዕ ስዒራ ትዓዋቲት ዋንጫ ሲካፋ 2010 ኾይና’ላ።
ኬንያ’ውን ን’ሩዋንዳ ብምስዓር 3ይ ደረጃ ሒዛ’ዩ እቲ ፀወታ ተዛዚሙ።
እቲ ውድድር ኣብ ኤርትራ ንዓመታት ተራእዩ ዘይፈልጥ ቁፅሪ ተዓዘብቲ ዝተረኽቦን አቃልቦ መላእ ኤርትራውያን ዝሰሐበን ምንባሩን አቀባሊት ዜና ሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ሰናይት ሃብቱ ሓቢራ’ላ።
- Listen to CECAFA SPORT Final
ኤም-ፒ 3
Audio Archive>>
www.voanews.com
VOA 60 - Africa
To view our site properly you may need to install the Geez font : Download Now
If you are still having problems viewing our site you may need to change your browser settings. FAQ: Update Browser Settings