blank

About us | Contact VOA News

ኣፍሪቃ RSS Feeds RSS

መደብ ቂሔ ፅልሚን ትሕዝቶታታን

ብዛዕባ ቓንቃ ትግርኛ ካብ መቐለ ፣ ካብ ኤርትራ ኸአ ብዛዕባ ቓንቃ ኩናማ

'ዓበይቲ ዓዲ ሶማልያ ውክልና ህዝቢ ኣለዎም' ይብሉ ባዓል ስልጣን ሕ/መ

ኣባላት ቤት ምኽሪ ንምምራፅ ምስ ህዝቢ ክማኸሩ'ዮም

መንእሰይ ወለዶ እንታይ'ዩ ዝወርስን ዝትክእን?

መዘራረቢ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ

መራሕቲ ተነሓናሕቲ ፖለቲካዊ ጉጅለታት ሱማሊያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይዘራረቡ ኣለው

ኩሎም ወገናት ኣፈላልዮም ንምፍታሕ ኣበርቲዖም እናሰርሑ እዮም ተባሂሉ

ፕረዚደንት ኢሳያስ አፈወርቂ ምስ ሬድዮ ድምፂ አሜሪካ ዘካየድዎ ቃለ-መጠይቅ

ጋዜጠኛ VOA Peter Clottey ብእንግሊዝኛ ሓቲትዎም ብትግርኛ ንኽምልስሉ ብዘቕረበሎም ሕቶ መሰረት ፕረዚደንት ኢሰያስ ንዝሃብዎ ንሎሚ ቀሪቡ'ሎ

ኣብዚ ዓመት'ዚ ናብ የመን ካብ ዝአተው ስደተኛታት'ቶም ዝበዝሑ ኢትዮጵያውያን'ዮም ተባሂሉ

ኣብዘን ዝሓለፋ 4 አዋርሕ 43 ሽሕ ሰደተኛታት ቀርኒ አፍሪቃ ናብ የመን አትዮም

ኮንግረስ ኣሜሪካ ብዛዕባ ሰብአዊ መሰላት ቃለ-ምስክርነት ሰሚዑ

ኣብ ልዕሊ ሰብኣዊ መሰላት መጥቓዕትታ ካብ ዝፍፅማ ሃገራት ንኢትዮጵያ ጠቒሶም

ፕረዚደንት ባራክ ኦባማ ነፃነት ሚድያ ብዝምልከት ንመራሕቲ ኣፍሪካ ንኽግስፅዎም CPJ ሓቲቱ

ብፍላይ መንግስቲ ኢትዮጵያ ጋዜጠኛታት ናብቲ ብድርቂ ዝተጠቕዓ ከባቢታት ከም ልቦም ንኸይዘዋወሩ ምቕያድ ነቲ ኩነታት ኣጋዲድዎ ኢሉ’ሎ

ኤርትራውያን መበል 21 ዓመት ነፃነቶም ንምፅንባል ይቀራረቡ ኣለው

ነቲ ፅንብል ንምሽፋን ናብ ኣስመራ ዝተጉዓዘ ጋዜጠኛ ቪኦኤ ፒተር ክሎቲ ምስ ምሬዝዳንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ’ውን ቃለ መጥይቕ ኣካይዱ’ሎ

ቑጽሪ ርኢቶታት

ኢትዮጵያን ኤርትራን ዳግም ናብ ኩናት ዝኣትዋ`ዶ ይመስለኩም?

ውጽኢት ንምርኣይ »

ቑጽሪ ርኢቶታት

ሰበ-ስልጣን ደርግ ይቕረ ክብሃለሎም ይግባእ`ዶ?

ውጽኢት ንምርኣይ »