blank

About us | Contact VOA News

ኤርትራውያን ኣብ ኣመሪካ

ፊልሚ 'ትዕግስቲ' ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር 3ተ- ወርቂ ብምርካብ ተዓዊታ

'ኣብቲ ፈስቲቫል ፊልሚ 4-ሽሕ ዝአክል ፊልሚ'ዩ ንውድድር ቀሪቡ ኒሩ'

ኣድነቕቲ ሱዳናዊ ድምጻዊ Mohammed Wardi ንዝኽሩ ድሙቕ ምሸት ኣሕሊፎም

ድምጺ መሓመድ ዋርዲ፡ ኪነው ዶብ ዝድውል ዓሚቕ ፍቕሪ ዝሕደረ`ዩ ይብሉ ገሊኦም ተሳተፍቲ

ኤርትራ ካብ ዕደና ማዕድናት ክመጽእ ንዝኽእል ብከላ ኸባብን መርዛማነት Lead ን ትቃለስ-Part-2

ሓታላ ዕደናን፡ ኣብ ጠቕሚ ዝወዓለ ዘይትን ኣብ ፍሉይ ገንኢ ከምዝተሓዝ ይግበር ይብሉ ሰብ-ስልጣን

ጋሻ መደብ ኤርትራውያን ኣብ ኣሜሪካ ፡ ሰምሃር አርኣያ

ስምሃር ሓንቲ ካብቶም ተሸለምቲ ዋይት ሃውስ ቀርኒ አፍሪቃ ዝመበቆሎም "ሃዋርያት ንለውጢ" እያ

ወደባዊት ከተማ ባጽዕ ኣይዓበየትን ኢሎም ፕረሲደንት ኢሳያስ

ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣብ ዘረብኦም ካብ ዝተሓንጸጸ መደባት ልምዓት፡ ኣብ ምጽዋዕ ዝተተግበረ ንጥፈታት "ዘነይት ኣይኮነን" ኢሎም

ኣቶ ካሳሁን ቸኮል፡ ብማሕበር መጽናዕቲ ኣፍሪቃ ናይ ኣፍልጦ ምሸት ተገይርሉ-Part2

ኣሕታሚ Red Sea Press ን Africa World Press ን ካሳሁን ቸኮል : Pan Africanist ምዃኑ ብጾቱ መስኪሮም ፡ እቲ ምሸታዊ ክብሪ ዝግብኦ`ዩ ውን ይብሉ

ካፌ አውሮራ፡ ኣብ መደብ ኤርትራውያን ኣብ አሜሪካ

ገዓት ሓደ ካብቲ ኣብ ካፌ አውሮራ ዝቀርብ ባህላዊ ምግቢ'ዩ

ቦርድ ምምሕዳር ድምጺ ኣመሪካ ንክፍሊ ትግርኛ ናይ ክብሪ ሽልማት ሂቡ

ብምኽንያት 15 ዓመት ጽንብል ፈነወ ትግርኛ፡ ናብ ቤት-ጽሕፈት ክፍሊ ትግርኛ ብምምጽእ ብኹሎም ኣባላት ቦርድ ዝተፈረመ ሽልማት ዘረከቡ፡ ኣባል ቦርድ ቪክቶር ኣሽ ከምኡ ድማ ዲረክተር ድምጺ ኣመሪካ ደቪድ አንሶር እዮም

ፍርያት ኣመሪካውያን ሓረስቶት፡ ንተጠቀምቲ ዘከፋፍል ኤርትራዊ ትካል

ጣፍ ኣከፋፋሊ ካምፓኒ፡ ካብ ክፍለ ግዝኣት ኣይዳሆ ዝረኽቦ ጣፍን፡ ካብ ኣፍረይቲ ቡን ዝኾና ሃገራት ቡን እናምጸአን ፡ ኣብ ኣመሪካ ንዝነብሩ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን የከፋፍል

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንዴሞክራሲያዊ ለውጢ ስምፖዚየማት ኣካይዱ

ኤርትራዊያን ምሁራን መፅናዕታዊ ፅሑፋት ኣቕሪቦም

መደብ ኤርትራውያን ኣብ ኣሜሪካ፡ ማሕበረ-ኮም ኤርትራውያን ዋሽንግተን ዲሲ

አገልግሎት ትርጉም ንሓደስቲ መፃእቲ ትምህርቲ ቓንቓ ይህብ

ዮርዳኖስ ሉሉ ወ/ት ናጽነት ብምዃን ዘውዲ ቁንጅና ደፊኣ

ሩት ገረዝጊሀርን ዓሻ ሆርቢን ድማ ካልአይትን ሳልሰይትን ብምውጻእ ተዓወትቲ ውድድር ጽባቐ 2011 ኮይነን ኣለዋ

ኤርትራዊያን ኣብ ዋሽንግተን ዲሲን ካልፎርኒያን ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካይዶም

‘’ኣብ ኤርትራ ብዘሎ ኩነታት ስለዝሓዘንኩ ድምፀይ ከስምዕ መፂአ’’ሓንቲ ተሳታፊት እቲ ሰልፊ

Tigrigna Radio Shows

Monday   (WM)   (MP3)  

Tuesday   (WM)   (MP3)  

Wednesday   (WM)   (MP3)  

Thursday   (WM)   (MP3)  

Friday   (WM)   (MP3)  

Audio Archive>>

መርበብ ሓበሬታና VOANEWS.com እዩ።ናብ’ዚ መርበብ ሓበሬታ’ዚ ምብፃሕ ኣፀጋሚ ኮይኑ እንተረኺብክምዎ፣ንመርበብ ሓበሬታ DIMTSINA.com ተወከሱ/ፈትኑ።DIMTSINA.com።ድሕሪ ሒደት ሰኮንዳት፣ኣብ ታሕቲ’ቲ ገፅ ንዝርከብ ብእንግሊዘኛ ዝተፃሕፈ USE PSIPHONE ዝብል መፍትሕ ጠውቁ። እዚ መስኮት እዚ ናብ መርበብ ሓበሬታ ትግርኛ ቪኦኤ ክወስደኩም’ዩ። ሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ

ፍሉይ ጸብጻባት

VOA 60 - Africa

To view this site, you need to have Flash Player 9.0.115 or later installed. Click here to get the latest Flash player.


Get the Geez Font

To view our site properly you may need to install the Geez font : Download Now

If you are still having problems viewing our site you may need to change your browser settings. FAQ: Update Browser Settings

VOA Congo Story

ቑጽሪ ርኢቶታት

ኢትዮጵያን ኤርትራን ዳግም ናብ ኩናት ዝኣትዋ`ዶ ይመስለኩም?

ውጽኢት ንምርኣይ »

VOA24 Video Channel