ኣባላት ቤት ምኽሪ ንምምራፅ ምስ ህዝቢ ክማኸሩ'ዮም
መዘራረቢ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ
ፕረሲደንት ኢሳያስ፡ ኤርትራ ብጠንቂ ዋሺንግተን ኣብ ዝብገስ ቀጻሊ ኹናት ተጸሚዳ`ላ ኢሎም
ኣብ ኢትዮጵያን ርዋንዳን ዘለዉ ምልካውያን መንግስታት፡ ንተቓወምቲ ይዕፍኑን ንጋዜጠኛታት ይሳድዱን ይብል ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ኣብ`ዚ ሓዲሽ ጸብጻቡ
ተሳተፍቲ እቲ ኣኼባ ብዘገርም ምርድዳእ ተኻይዱ ይብሉ
12 ተናሓናሕቲ ይወዳደሩ ኣለው
ምስ ኢትዮጵያ ናይ ዶብ ሽግር ይብልናን፡ ሽግርና ተወዲኡ`ዩ፡ ናይ ግዳም ሓይልታት ኢድኩም እንተኣኪብኩምልና ጸግምና ባዕልና ክንፈትሖ ንኽእል ኢና`ውን ኢሎም
ኩሎም ወገናት ኣፈላልዮም ንምፍታሕ ኣበርቲዖም እናሰርሑ እዮም ተባሂሉ
ዕላምኡ፡ መንግስቲ ኣብ ሃይማኖት ምስልምና ኢዱ የእቱ`ሎ ንዝብል ንምቅዋም`ዩ
ቀ/ሚ መለስ ዜናዊ ዝርከብዎም 4ተ መራሕቲ ኣፍሪቃ ተሳቲፎም
ጋዜጠኛ VOA Peter Clottey ብእንግሊዝኛ ሓቲትዎም ብትግርኛ ንኽምልስሉ ብዘቕረበሎም ሕቶ መሰረት ፕረዚደንት ኢሰያስ ንዝሃብዎ ንሎሚ ቀሪቡ'ሎ
ብፍላይ መንግስቲ ኢትዮጵያ ጋዜጠኛታት ናብቲ ብድርቂ ዝተጠቕዓ ከባቢታት ከም ልቦም ንኸይዘዋወሩ ምቕያድ ነቲ ኩነታት ኣጋዲድዎ ኢሉ’ሎ
ነቲ ፅንብል ንምሽፋን ናብ ኣስመራ ዝተጉዓዘ ጋዜጠኛ ቪኦኤ ፒተር ክሎቲ ምስ ምሬዝዳንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ’ውን ቃለ መጥይቕ ኣካይዱ’ሎ