blank

About us | Contact VOA News

ፍሉይ ጸብጻባት - ተፈጥሮኣዊ ሓደጋ

ቀርኒ ኣፍሪቃ ብደርቂ ይጥቃዕ ኣሎ Badbaado, Mogadishu, Somalia

Caamni Gaanfa Afrikaa Dhahe

ዩናይትድ ስቴትስ ንሃገራት ቀርኒ አፍሪቃ ተወሳኺ 17-ሚልዮን ዶላር ረድኤት ከምትህብ አፍሊጣ

አብ ሶማል ዘሎ ኩነታት ጥምየት ክገድድ'ዩ ክብል ሕቡራት መንግስታት አጠንቂቁ

Tons of relief from UNHCR is offloaded after landing in Mogadishu airport Somalia, August 8, 2011

ልኡኽ ዩ-ስ ኣብ ዳዳብ ማእከል ስዱዳት በፂሑ ተመሊሱ

ንተደረቕቲን ዝጠመዩን ተወሳኺ ሓገዝ ከምዘድሊ ገሊፁ

ንዓመታት ዝናብ ስለዝተዛብዐ ንሓደጋ ከምዝተቓልዑ ተሓገዝቲ ገሊፆም

‘’ካብ 28 ከፍቲ እተን 26 ሃሊቐን’’ሓደ ሓረስታይ

ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ን'165- ሽሕ ሰባት ንምሕጋዝ ከምዝንቀሳቀስ ገሉፁ

ነቲ ረድኤት ዝህብ ንዝርአ ክ ፍተት ንምምላእ ምኻኑ'ውን ወሲኹ

ብሰንኪ ዋሕዲ ዝናብ ንጥምየት ተፀባይነትን ተቃሊዕና ይብሉ ገለ ሓረስቶት ኢትዮጵያ

"ነቶም ሓገዝ ዘድልዮም ከከምዘድልዮም ይወሃቦም'ሎ" ይብላ ወኪል ቤት-ዕሕፈት ምክልኻልን ድልውነትን

A Somali woman stands in front of Somalis queuing outside the reception center in Ifo refugee camp, one of three camps in Kenya's Dadaab refugee complex on July 25, 2011

ሱማሊያዊያን ዳዳብ ኬንያ ናብ ዝርከብ ማእኽል ስደተኛታት ዝገብርዎ ጉዕዞ ኻሊእ ሽግር ይፈጥረሎም ከምዘሎ ተገሊፁ

ብቢማዕልቱ ናብ ሓደ ሽሕን ሰለስተ ምእትን ዝፅግዑ ሱማሊያዊያን ናብ ኬንያ ይሰግሩ

ትካል ስዱዳት ሕ/ሃ ብደርቂን ጥሜትን ኣብ ሶማልያ ስንባድኡ ይገልፅ

4 ሽህ ሶማልያዊያን ዕለታዊ ናብ ኬንያን ኢትዮጵያን ይሰግሩ ኣለው

ኣብ ኤርትራ ድሒሩ ዝመጸ ዝናብ ንፅቡቕ ኽራማት ይእምት- ክፍሊ ሚትርዮሎጂ

ኣብ መጋቢትን ሚያዝያን ዝነበረ ዝናብ ድኹም እንተነበረ`ኳ ካብ ድሕራዋይ ክፍላ ሰነ ክሳብ ሓምለ ዝወቅዕ ዘሎ ማይ ንእቶት ክራማት ከዐውቶ ኸምዝኽእል ሓላፊ ሚትሮሎጂ ኤርትራ ኣቶ ኢሳቕ ፍስሃ ንድምጺ ኣመሪካ ሓቢሩ

ቀርኒ ኣፍሪቃ ብደርቂ ይጥቃዕ ኣሎ

እንዳ ስእሊ >

How You Can Help

Ukame Wakumba Pembe Ya Afrika

Drought Strikes the Horn

Aid agencies are responding to the crisis in the Horn of Africa.