blank

About us | Contact VOA News

ፍሉይ ጸብጻባት - ዩ አስ ኤ

USA Votes 2010

ኣብ ሓምሳ ክፍለ-ግዝኣታት ዩ-ስ ዝርከቡ ኣድመፅቲ ፅባሕ ሰሉስ ኣማሓደርቲ ክፍለ-ሃገራት፡ ከባቢያዊ ኣጀንዳታትን ኣብ ቤት ምኽሪ ዝጣበቑሎም ኣባላት ኮንግረስን ክመርፁ’ዮም።ኩሎም ኣባላት ቤት ምኽሪ ወከልቲን ሲሶ ኢድ ኣባላት ሰኔትን ኣብ’ቲ ፅባሕ ዝካየድ ምርጫ ሕፁያት’ዮም።ውጽኢት ናይ ፅባሕ ምርጫ - ኣብ መንጎ ብህዝቢ ቅድሚ ዓሚ ዝተመርፁ ፕረዚደንት ኦባማን፡ምምሕዳሮምን ኣብ ዝቅፅሉ ክልተ ዓመታት ንዘልዕሎም ኣጀንዳታት ክድግፉ ወይ ክቃወሙ ዝኽእሉ ደሞክራትን ሪፐብሊካዊያን ፓርቲታት ዝፀንሐ ፖለቲካዊ ሚዛን ክቕይሮ ይኽእል’ዩ።

USA Votes 2010 USA Votes 2010

ሪፐብሊካውያን ንባይቶ ወከልቲ ኣሜሪካ ተቆፃፂሮምዎ

ኣብ ሴነት ዝነበሮም ቁፅሪ መናብር'ውን ወሲኹ

መረፅቲ ንሪፑብሊካውያን ዝመረፁ ብዲሞክራት ዘይምዕጋቦም ንምግላፅ’ዩ ይብሉ ተንተንቲ

መረፅቲ ንሪፑብሊካውያን ዝመረፁ ብዲሞክራት ዘይምዕጋቦም ንምግላፅ’ዩ

ዲሞክራትን ሪፑብሊካውያንን ብሓባር ካብ ምስራሕ ካልእ ኣማራፂ የብሎምን ተባሂሉ

ዲሞክራትን ሪፑብሊካውያንን ዝደለይዎ ንምፍፃም ዘኽእሎም ክልተ ሲሶ ድምፂ የብሎም ስለዚ ብእንካን ሃባን ብሓባር ካብ ምስራሕ ካልእ ኣማራፂ የብሎምን፣

ኣብ ኣመሪካ ርሱን ሃገራዊ ምርጫ ክካየድ ውዒሉ

ንዝሓለፈ 4ተ ዓመታት ኣብ ክሊቲኡ ባይቶታት ዓብላሊ መናብር ሒዞም ዝርከቡ ደሞክራት፡ እንተወሓደ ኣብ ታሕታዋይ ባይቶ ዓብላሊ መናብር ክምንጠሉ`ዮም ዝብል ሰፊሕ ግምት ኣሎ

ውፅኢት’ቲ ሰሉስ ዝካየድ ምርጫ U-S ንፕረዚደንትነት ኦባማ ፅልዋ ክሕድረሉ ይኽእል’ዩ ተባሂሉ

ኢኮኖሚ ዝርከበሉ ኩነታት ብንፁር ንህዝቢ ነጊርካ ንምምሕያሹ እንታይ ንግበር ኣብ ዝብል ስለዘየተኮረ፡ ንኦባማ ዝነበረ ውዕውዕ ደገፍ ክዝሕትል ምኽንያት ኾይኑ’ሎ ይብሉ ዶ/ር በርሀ ሃብተጊርጊስ

USA Votes 2010

ቑጽሪ ርኢቶታት

ምርጫ መንፍቕ ዩናይትድ ስቴትስ ንፕረዚደንትነት ኦባማ ከመይ ክጸልዎ ይኽእል

ውጽኢት ንምርኣይ »